ስበ-ስልጣናት ኤርትራ ኣብ መወዳእታ’ዚ ሰሙን አብ ዋዕላ ሕ/ሃ ኣብ ዝሰምዕዋ መደረ ኤርትራውያን ብፍላይ ኸአ መንእሰያት ንኽሰደዱ ዘተባብዑ ናይ ወጻኢ ፖሊሲታት አለው ክብሉ ኣፍሊጦም።
ዋሽንግተን —
ሚኒስቴር ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ኣብ ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕ/ሃ ኣብ ዘስሞዕዎ መደረ “ህዝብና ብፍላይ መንእሰያትና ኣብ ኢድ ነጋዶ ደቂ-ሰባት ክሳቃዩን ሕይወቶም ንኽሓልፍ ንዝመርሕ ስደትን ፍልሰትን ኸምርሑ ብዘትባዑ ፖሊስታት ዒላማ ኾይኖም’ዮም።”
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።
Your browser doesn’t support HTML5