ዜና መደብ መንእሰያት፡ ዕላል ምስ ጉጅለ ባህሊ ቀይሕ መሬት ነሓሰ 09, 2012 ኣብ ስቶኮልም ኣብ ዝተኻየደ ፈስቲቫል ስካንደንቪያ ድሕሪ ምስታፍ፡ ሆላንድ ኣትያ`ላ ካብ መንጎ ኣባላታ፡ ምስ ዘይነብ በሽር፡ ዮሴፍ ተኽላይ፡ ሑሴን ዓሊ በርካይ ዝተኻየደ ዕላል ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡