ኣብ ከተማ ሲያትል ዝተኻየደ ፌስቲቫል ኤርትራዊያን ሰሜን ኣሜሪካ ተዛዚሙ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ከተማ ሲያትል

ኣብ ምብራቓውን ምዕራባውን ዞባታት ኣሜሪካ ዝካየድ ዝነበረ ፈስቲቫል-ኤርትራ-ሰሜን ኣሜሪካ፡ ሎሚ ዘመን ኣብ ከተማ ሲያትል ብሓባር ከምዝካየድ ተገይሩ`ሎ።

Eritrean festival seattle

እዚ ንዳርጋ ሓደ ሰሙን ክካየድ ዝቐነየን፡ ዝሓለፈ ሰንበት ዝተዛዘመን ፈስቲቫልን ዋዕላ መንእሰያትን፡ ካብ ዝሓለፉ ፈስቲቫላት እንታይ ፍሉይ ይገብሮ ? ስለምንታይ`ከ ኣብ ከተማ ሲያትል ጥራይ ተኻይዱ ዝብሉ ሕቶታት ሒዙ፡ ንኣቦ መንበር ኣወሃሃዲት ሽማግለ`ቲ ፈስቲቫል ኣዘራሪብናዮም አለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ከተማ ሲያትል ዝተኻየደ ፌስቲቫል ኤርትራዊያን ሰሜን ኣሜሪካ ተዛዚሙ