ወዲ ትኹል - ድሕሪ ሕማም ንሓዲሽ ናህሪ ይብገስ
Your browser doesn’t support HTML5
ብሰንኪ ዘጋጠሞ ሕማም ኣብ ሆስፒታል ሚላኖ ኢጣልያ ኣብ ጽኑዕ ክንክን ሕክምና ዝነበረ በሃር ስነ-ጥበባዊ ተኽለ ክፍለማርያም(ወዲ-ትኹል)፥ ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ርጉዕ ጥዕና ከም ዘሎ ይገልጽ።
ወዲ ትኹል ነቲ ንዕኡ ንምድሓን ተባሂሉ ብህዝቢ ዝተገብረሉ ድጋፍ ንምምስጋን ዝሓለፈ ዓመት "ጸሎትኩም ሰሚሩ" ትብል ደርፊ ዝዘርግሐ ክኸውን ከሎ፥ ኣብዚ እዋን እዚ ድማ ሓደስቲ ደርፍታት ይዝርግሕ ከም ዘሎ ኣፍሊጡ'ሎ።