ኣብ ኤርትራ ካብ ዝተኣስሩ 11 ሰበ-ስልጣን-ነበር፡ 2ተ ጥራሕ`ዮም ብህይወት ዘለዉ ይብሃል ይብል IPU

Eritrea-Bisha-Mining

እቲ ጉዳይ ብኸቢድ ዝርኣይ`ዩ ይብል
ኣህጉራዊ ሕብረት ኣባላት ባይቶ IPU: እቶም 11 ሰባት፡ ሃለዋቶም`ኳ ዘፍለጥ ምዃኑ ብኸቢድ ኣሻቒልዎም ኣሎ ይብል ሓልፊ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት`ቲ ሕብረት ሮጀር ሁዘንጋ።

ብህይወት ዘለዉ ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሞንን ኣቶ ሃይለ ወልደሰላሰን ጥራሕ`ዮም ይብሃል።

ምስ ሮጀር ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቑ

Your browser doesn’t support HTML5

IPU-on-Eritrean-former-officials