ጉባኤ መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ሎንዶን ይካየድ

Eritrea map

ኤብ ኤርትራ መንእሰያት ተረጋጊኦም ንክነብሩ እንታይ ይገብር?

ካብ ምሉእ ዓለም ዝመጹ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ`ቲ ኣብ ሎንዶን ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ መንእሰያት ይሳተፉ`ለዉ፡ ዝብል ሲራክ፡ ኣብ`ቲ ዋዕላ ልዕሊ 750 መንእሰያት ይሳተፉ ከምዘለው ይገልጽ።

ምስ ሲራክ ባህልቢ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ፡ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

Your browser doesn’t support HTML5

Sirak-Bahlbi