ዋዕን ትኪን ናይቲ ኣብ ቀረባ ዝነተገ እሳተ ጎመራ ክሳብ ሕጂ ከምዘሎ ተ
አብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ኣብ ኤርትራ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ዝተኸሰተ ነታጊ እሳተ ጎመራ ኣብቲ ከባቢ ሓድሽ ቅርፂ መሬት ፈጢሩ ይርከብ።
ኣብቲ ከባቢ ዝነበረት ሩባን መንበሪ ኣባይትን በቲ ምካኽ ተሸፊኖም ንላዕሊ ክሳብ 2.5 ሜትሮ ብራኸ ዘለዎ ጎቦ ዝተፈጥረ ክኾውን ኸሎ እቲ ዋዕን ትክን ናይቲ እሳተ ጎመራ ክሳብ ሎሚ ገና ከምዘሎ ተገለፁ'ሎ።
ንምሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብቲ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ