ኤርትራ ነቲ ረጊጾሞ ዘለዉ ኣህጉራዊ ሕጊ ንምሽፍፋን ዝዓለመ መገሻ ፍልይቲ መርማሪት ኣይንቅበሎን ትብል

厄立特里亚地理位置图

ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክትምርምር ብሕቡራት ኤርትራ ዝተመዘዘት ፍልይቲ ራፖርተር ኤርትራ ከይኣቱ ተኸልኪለ ትብል
ምስ ወ/ት ሸይላ ኪቲሩት ጽልኢ ይብልናን፡ ነቲ ኣቐዲሙ ዝተጻሕፈ ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ክነሳሲ ግን ድልየት ይብልናን ይብል ኣብ ሚንስትሪ ወጻኢ ሓላፊ ቤትጽሕፈት ሚንስተር ኣቶ ጸሃየ ፋሲል።

ኣስዒቡ ኤርትራ ኣብ`ዚ እዋን፡ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ሕቡራት ሃገራት ትመያየጥ ኣላ ዝብለ ኣቶ ጸሃዬ፡ እዚ ግን ፖሊቲካዊ ኣጀንዳ ዘለዎ፡ ነቲ ዓለም-ለኻዊ ሕጊ ጥሒሶም ኣብ ሉዓላዊ መሬትና ዝርከብሉ ዘለዉ ጉዳይ ንምሽፍፋን ዝግበር`ዩ ኢሉ።

ምሉእ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡

Your browser doesn’t support HTML5

Tsehaye-Fassil