እንግሊዝ፡ ኣምባሳድር ኤርትራ ሰጒጋ ዲያ?

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታትን ካልእ ዓንኬላትን፡ ዓዲ-እንግሊዝ ኣብታ ሃገር ንዝነበረ ኣምባሳድር ኤርትራ ኣቶ እስቲፋኖስ ሃብተማርያም ኣባሪራ ዝብል ወረታት ክስማዕ ቀንዩ'ሎ። ኣብዚ ጉዳይ ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሎንዶን ግብረ-መልሲ ንምስማዕ ዝገበርናዮ ፈተነ ኣይሰለጠን።