ኤርትራ ንዞባዊ ውድድር ኣትሌትክስ ክተታኣናግድ'ያ

ምቅርራባት ይዛዘሙከምዘለው'ውን ተገሊፁ

ንሓሙሽተ ሃገራት ምብራቅ ኣፍሪቃ ዘሳትፍ ውድድር ጉያ ዝተፈላለዩ ርሕቀት ኣብ ኣስመራ ክሳለጥ'ዩ። ወግዓዊ ናይ መኽፈቲ ስነስርዓት ድማ ድሕሪ ጽባሕ ረቡዕ ኣብ ስታድየም ኣስመራ ክኽፈት`ዩ።

ዛጊድ ክልተ ሃገራት ዝላኣኾኦም ኣትለታት ኣብ ኣስመራ ከምዝኣተው'ውን ተገሊፁ`ሎ።ውድድር ትራክን ፊልድን ኣትለታት ምብራቕ ኣፍሪቃ፡ ኢትዮጵያ ትርከበን 9ተ ሃገራት ብኣባልነት ዝጥርንፍ`ዩ።

ሰናይት ሃብቱ ዝለኣኸቶ ጸብጻብ ንምስማዕ ንምልክት ድምጺ ጠውቑ፡