ኣብ ጁባ ዝርከብ ኢምባሲ ኤርትራ፡ ንዜጋታቱ ካብ ዞባ-ግጭት ኣብ ምውጻእ 3ተ ነፈርቲ ከምዘዋፈረ ኣምባሳደር ግርማይ ገብረማርያም ንቪኦኤ ገሊጹ

S Sudan

ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ከተማ ቦር ግን፡ ምዕላብ ስለዘይክኣል ኣብ መዕቆቢ ክጸንሑ መኺሩ
ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣምባሳደር ኤርትራ ግርማይ ገብረማርያም ሎሚ ሰሉስ ንቪኦኤ ኣብ ዝሃቦ ቃለ-መጠይቕ፡ እቲ ጻዕሪ ምድሓን ዜጋታት ብጻዕቒን ብትግሃትን ይስራሓሉ ከምዘሎ ገሊጹ።

ERITREA


ንኤርትራ ክወጹ ንዝደልዩ ድማ፡ ብፍሉይ ምትሕብባር ወረቓቕቲ ነሳልጠሎም ኣለና ኢሉ።

“እንታይ ኔሩ? ፖሊትካዊ ኣተሓሳስብኡ እንታይ`ዩ እንታይ`ዩ ሕብሩ ብዘገድስ፡ ንምድሓን ህይወት ቀዳምነት ሰሪዕናዮ ኣለና” ኢሉ ኣምባሳደር ግርማይ ገብረማርያም።

ምሉእ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብዚ

Your browser doesn’t support HTML5

Ambassador Girmay