ኣብ ሚንስትሪ ዜና ኤርትራ ኣተዓባቢኻ ክርኣይ ዝኽእል ኩነታት ኣይነበረን ይብል ሓደ ኤርትራዊ

ኣብ ኣህጉራዊ ጉጅለ ቅልውላው ዲረክተር ፕሮጀክት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብወገኑ፡ መቐጸልታ ናይቲ ክርኣይ ዝጸንሐ ተኸታታሊ ተቓውሞ`ዩ ይብል
ንኽልቲኡ ርእይቶታትን ካልእን ዝሓዘ መደብ ኣብ ናይ ሎሚ ዓርቢ መደብ ተፈኒዩ`ሎ፡ ኣብ ምልክት ድምጺ ብምጽ”ዓን ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

Eritrea-Soldiers-Protest