ቃለ- መጠይቅ - ምስ አቶ የማነ ገብረአብ አማኻሪ ፕረዚደንት ኤርትራ - 4ይ ክፋል

Yemane-Gebreab


ኣባል'ቲ ጉጅለ ፕረዚደንታዊ ኣማኻሪ ኣቶ የማነ ገብረኣብ ምስ ድምፂ ኣሜሪካ ሰፊሕ ቃለ-መጠይቅ ጌሮም'ለዉ።

እቲ ቃለ-መጠይቅ ኣብ ልዕሊ ኣህጉራዊን ጉዳያት ውሽጢ ሃገርን ዝጠመተ 'ዩ።

ኩነታት እቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተገብረ ማዕቀብን ምስ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታትን ዝምልከት ሓጺር ቃለ-መጠይቅ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቀሪቡ ኔሩ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስን ሓሙስን ኸአ ርክብ ኤርትራን ኣሜሪካን ፡ጉዳይ ቅዋምን እሱራትን ፡ ብዛዕባ ሰብአዊ መሰላት ፡ ነፃነት ሃይማኖትን ኩነታት መንእሰያትን ተላዒሉ ኔሩ። ሎሚ እቲ ናይ መወዳእታ ክፋል እቲ ቃለ-መጠይቅ ቀሪቡ'ሎ።

ንምስምዑ ኣብ ምልክት ድምፂ ጠውቁ

Your browser doesn’t support HTML5

Eritrea-Presidential-Advisor-4th-Part