ኣብ ቃለ-መጠይቅ ፕረ. ኢሳያስ ተመርኲሱ ዝተካየደ ክትዕ

ክትዕ ካሊድን ካሕሳይን

ናይ ኤርትራ ፕሬዝዳንት ኢስያስ ኣፈወርቂ 21 ጥሪ 2013 ኣብ ምንስቴር ዜና ኤርትራ ኣብ ዝተኸሰተ ዕግርግር ዝተሳተፉ ስለዝተናስሑ ነናብ ኣሃዱታቶም ከምዝተመልሱን ንኣዛዚ መካናይዝድ ጥይት ተኵሱ ዝወግኦም መራሒ እቶም ኣድመኛታት ግን ኣብዘይተነፀረ ከባቢ ርእሰ-ቕተለት ከምዝፈፀመን ምግላፆም ዝዝከር‘ዩ።

ኣብ ልዕሊ እቲ ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ዝሃብዎ መግለፂ ኣቶ ካሕሳይ ገብረኣብ ኣብ ኤርትራ ከምዚ ዝበለ ሒቕታ ዘለዎ ነገር ምርኣይ ሓዱሽ ስለዘይኮነ ኽብደት ዝውሃቦ ነገር ኣይኮነን ይብል።ኣቶ ካሊድ ዓብዱ ብወገኑ እቲ ተርእዮ ናይ ብዙሓት ዓመታት ዝተኣከበ ስምዒታት ነፀብራቕ እዩ ኢሉዎ’ሎ።

ካልኣይ ክፋል ክትዕ ኣጋይሽና ቀፂሉ ቀሪቡ‘ሎ።

Your browser doesn’t support HTML5

ክትዕ ካሊድን ካሕሳይን