ኤርትራ ኣብ ቁጠባ፡ ናይ ፖሊሲ ምትዕርራይ ክገብር`የ ትብል

ERITREA

ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር ተሓቲቱ`ሎ
ሓላፊ ማእከል ኢንቨስትመንት ኤርትራ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር “ኣብ ሸርፊ ወጻእን ንመምርሕታት ንግዲ ኣብ ዝምልከትን ንኸብድቲ ዝመስሉ ኣብ ምፍኳስ ምትዕርራይ ክግበር`ዩ” ኢሉ።

ንዝሓለፈ 21 ዓመታት ኣብ ምህናጽ ትሕት- ቕርጺ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ`ዚ እዋን`ዚ ግን ኤኮኖሚያዊ ዕብየት ነመዝግበሉ መድረኽ በጺሕና`ለና ዝበለ ዶ/ር ወልዳይ፡ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝነብሩ ኤርትራውያን ሰብ-ሃብቲ፡ ኣብ ዝደለይዎ ጽላታት ኤኮኖሚ ወፍሪ ኣውፊሮም ንነብሶምን ንሃገሮምን ክጠቕሙ ይኽእሉ`ዮም ኢሎም።

ምሉእ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

Your browser doesn’t support HTML5

Dr.Welday-Fitur