ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወፃእን ዝርከቡ ዜጋታታ ኣብ ሃገሮም ህፍቶም ከውፍሩ ፀዊዓ

Dr. Welday Fitur

ኤርትራ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ከተማ አስመራ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ኣካይዳ ኔራ። ዕላማ'ቲ ጉባኤ ኤርትራውያን በብዓቅሞም ኣብ ዝኽእልዎ ዝተፈላለየ ፀፍሒ ኢኮኖሚ'ታ ሃገር ገንዘቦም አዋፊሮም ኣብ ልምዓትን ዕብየትን ሃገሮም ብምክፋል ንሳቶም'ውን ተጠቀምቲ ንክኾኑ'ዩ ክብሉ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር ገሊፆም።

ኣብ ቤት-ፅሕፈት ፕረዚደንት ኤርትራ ሚኒስተር ማእኸል ወፍርን ልምዓትን ዝኾኑ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-መሕትት'ዮ ነዚ ገሊፆም።

ንሎሚ ቀዳማይ ክፍሊ'ቲ ቃለ-መሕትት ቀሩቡ'ሎ።

ንምስምዑ ነዚ ኣብ ትሕቲ'ዚ ጽሕፍ ንዘሎ ጠውቁ።

Your browser doesn’t support HTML5

Dr. Welday Fitur