ኤርትራ -- መልከፍቲ ቫይረስ ኤችኣይቪ ናብ ዝተሓተ ብርኩ

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራ -- መልከፍቲ ቫይረስ ኤችኣይቪ ናብ ዝተሓተ ብርኩ

ኣብ ፈለማ ኣዝዩ ኣሰካፊ ዝነበረ መልከፍቲ ኤችኣይቪ/ቫይረስ፡ ኣብ ቀረባ ዓመታት ብዝነበረ ጽዑቕ ጎስጓስ፡ ኣፍልጦ ሕብረተሰብን መድሃኒታት መከላኻሊን ሕጂ ናብ ዝተሓተ ብርኩ በጺሑ ምህላዉ ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ይሕብር። እቲ ሚኒስትሪ ከም ዝሕብሮ፡ ቅድሚ 10 ዓመታት ናብ 2.4% ሚእታዊት ዝነበረ መልከፍቲ ሕጂ ናብ ትሕቲ 1% ወሪዱ ኣሎ።