ምስ ዶ/ር ጎይትኦም ሓጎስ ካብ ሆስፒታል ኦሮታ ብዛዕባ ሕማም ኒሞንያ

ሕማም ኒሞንያ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ኣብ ዘይብሎም ሕጻናትን ዓበይትን ዝያዳ ይርአ

ኒሞንያ ረኽሲ ሳንቡእ`ዩ። መብዛሕቲኡ ግዜ ለውጢ ናይ ኽሊማ ወይ ኩነታት ኣየር ኣብ ዝህልወሉ ግዜ ይኽሰት። ግቡእ ሕክምናዊ ክንክን እንተዘይተገይርሉ ቀልጢፉ ክቐትል ይኽእል።

ሰናይት ሃብቱ ካብ ኣስመራ ምስ`ቶም ሓኪም ዝገበረቶ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡