ኣስመራ —
ሎሚ ዓመት፡ ምስ ናይ ቅድሚኡ ዝነበረ ክርአ እንከሎ፡ ዝናብ ኣብ እዋኑን ብስሩዕን ይቕጽል ምህላዉ፡ ሚኒስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ዘለዎ ጽቡቕ ተስፋ ይገልጽ ኣሎ። እንተዀነ፡ ኣብ ምሉእ ዝናብ ዝምርኰስ ሕርሻ ኣታዊን ወጻኢ ምዃኑ ስለ ዘይተርፍ፡ እቲ ጻዕሪ ናብ ዘላቒ ኣገባብ ማሕረስ ንምስግጋር ምዃኑ ሰብ-መዚ ሕርሻ ይግለጹ።
Your browser doesn’t support HTML5
ትስፉው ምጅማር ዘራእቲ ኤርትራ፡ እቲ ውጽኢት ግን ገና ኣብ ዝናብ’ዩ