ንታሪኽ ብሽክለታ ኤርትራ ተዘንቱ መጽሓፍ ወጺኣ

እታ ብ መዋእል መሃንሾ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ልዕሊ 600 ግጽ ዝሓዘት`ያ

ታሪኽ ቅድድም ብሽክለታ ኣብ ኤርትራ ናይ ነዊሕ እዋን ሰረት `ዩ ዘለዎ። ኣብ ግዜ መግዛእቲ ጣልያን ዝካየዱ ዝነበሩ ውድድራት ንኤርትራውያን`ውን ዘሳትፉ ብምንባሮም፡ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንኽፈርዩ ዝሓገዘ መድረኽ `ዩ።

ምስ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ዝነበረ መዋእል መሃንሾ፡ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ብምልኡ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቕ፡