ቪድዮ ሃገራዊ ውድድር ኤሪ-ጁንየ ኤርትራ 2025 ተኻዪዱ ለካቲት 03, 2025 ብርሃነ በርሀ Your browser doesn’t support HTML5 ብሃገራዊ ፈደረሽን ብሽክለታ ኤርትራ ዝተወደበ ሃገራዊ ውድድር ኤሪ -ጁንዮር 2025፡ ካብ 1-2 ለካቲት 2025 ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ከተማ ምጽዋዕ ተኻይዱ።