ኣብ ኤርትራ ዝምስገን ምህርቲ ቀውዒ ይኣቱ`ሎ-ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ

Brkito Dam-2

ኣብ`ዚ ወርሒ ሓዳር ዝወቅዕ ዘሎ ዝናብ `ጸያቒ ማዕጺድ` ግን ገለ ስኽፍታ ምፍጣሩ ኣይተረፈን

ኣመሓዳሪ ደቡብ ኣቶ ኤፍረም ገብረክርስቶስ፡ እቲ ዝበዝሕ እኽሊ ስለዝተኣከበን ስለዝእተወን `ጸያቒ ማዕጺድ` ኣየስግኦን`ዩ ይብል። እቲ ጻዕዳ እኽሊ`ዩ ዘይተእከበ ዘሎ፡ ኣብ`ቲ ጻዕዳ እኽሊ ዝዝረኣሉ ቦታታት ማይ ኣይሃረመን ኢሉ።

ዲጋታት፡ ብርግጽ`ዶ ብግቡእ ህዝቢ ይትቀመለን ኣሎ ንዝብል ሕቶ፡ ብነጠብጣባዊ ስርዓት ጌርካ ህዝቢ ከምዝጥቀመሉ ምግባር ዝስርሓሉ ዘሎ ጉዳይ`ዩ፡ ምንጪ ጸዓት ድማ ካብ ሶላር ምጥቃም ዝብል ይስርሓሉ`ሎ ኢሉ ኣቶ ኤፍረም።

ካልኣይ ክፋል ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

Eritrea bumper harvest