ምስ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ግን ዝተዋቕዐ ፖሊሲ`ዩ ይብል ጋዜጠኛ ማርቲን ፕላውት
ብሪጣንያ ኣብ ኤርትራ ትኽተሎ ዘይቃዶ ፖሊሲ ብዝብል ኣርእስቲ ጽሑፍ ዘውጽአ ማርቲን ፕላውት፡ ኤርትራ ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ምምሕያሽ ከየርኣየት፡ ብኤኮኖሚ ምስኣ ኢንቨስትመንት ምክያድ ጌጋ `ዩ ይብል።
ኤርትራ ኣብ ትግባረ ብይን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ትብሎ ዘላ ምሉእ ንምሉእ ቅኑዕ`ዩ ዝብል ማርቲን ፕላውት፡ እዚ ግን ንዘይምኽባር ሰብኣዊ መሰላት ምኽንያት ክኸውን የብሉን ይብል።
ምስ ማርቲን ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡-
Your browser doesn’t support HTML5
Eritrea-Britain-Investment