ተቖጻጻሪ ጉጅለ ሶማልን ኤርትራን፡ ናብ ዘይምልከቶ ጉዳይ ይኣቱ`ሎ ትብል ኤርትራ

Araya Desta

ብሕቡራት ሃገራት ዝቖመ ጉጅለ ማዕቀብ ኤርትራን ሶማልን፡ ኣብ ዝሓለፈ ለካቲት ሓደ ጸብጻብ ኣቕሪቡሎ
ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ኤርትራ ኣርኣያ ደስታ፡ ንቪኦኤ ኣብ ዝሃብዎ ቃለ መጠይቕ፡ እቲ ጉጅለ፡ ብዛዕባ ኩነታት ሓይሊ ኣየር ኤርትራን ወተሃደራዊ መሳለጥያታታን ሓበረታ ክእክብ ፈቲነ ምባል ካብ ሓለፍነቱ ወጻኢ`ዩ፡ ንምንታይ ዕላማ`ኸ ኢሎም።

ነቲ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡

Your browser doesn’t support HTML5

Eritrean-Ambassador-Araya-Desta