ኣስመራ —
ሮራ ዝተባህለ ዲጂታላዊ ቤተ መጸሓፍቲ ፡ ኣብ ኤርትራ ንኣብያተ ትምህርትን ተማሃሮን ንምሕጋዝ ይነጥፍ ኣሎ።
ዳይሬክተር`ቲ ትካል ኣቶ ክፍሎም ሚካኤል፡ ትካሉ፡ ነቲ ዘሎ ሕጽረት ኢንተርነት ንምፍታሕ፡ ፍልጠት ብዲጂታላዊ መንገዲ ንክመሓላለፍ ዝሕግዝ ዝተፈላለዩ መንገድታት ይጥቀም ከም ዘሎ ይገልጽ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሮራ ዲጂታል ላይብረሪ ኣብ ኤርትራ ንኣብያተ ትምህርትን ተማሃሮን ንምሕጋዝ ይነጥፍ