መበል 37 ዓመታዊ ውድድራት ፈደረሽን ስፖርት ኤርትራውያን ሰ/ኣመሪካ ኣብ ቶሮንቶ ክካየድ'ዩ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

መበል 37 ዓመታዊ ውድድራት ፈደረሽን ስፖርት ኤርትራውያን ሰ/ኣመሪካ ኣብ ቶሮንቶ ክካየድ'ዩ

ቶሮንቶ ካናዳ ንመበል 37 ዓመታዊ ውድድራት ፈደረሽን ስፖርት ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካ ከተተኣናግድ ያ። ኣብቲ ካብ 30 ሰነ ክሳብ 6 ሓምለ 2024 ዝካየድ ፌስቲቫል ስፖርት፥ ልዕሊ 36 ጋንታታት ብደቂተባዕትዮን ደቀንስትዮን- ከም ዝሳተፋ፡ ፕረዚደንት ፈደረሽን ኣቶ ደስታ እምባየን፡ ኮሚሽነር ትሕቲ ዕድመ መንእሰያት ኣቶ ጀማል ስዒድን ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም።