ሳላ ጽቡቕ ኸረምትን ጽቡቕ ምቅርራብን፡ ምህርቲ ኣዝመራ ሎሚዘመን ውሕስነት መግቢ ዘረጋግጸልና`ዩ ይብል ኣቶ መሓሪ ኻብ ማዕረባ። ኣቶ ኣበበ ሃብቱ ኻብ ወረዳ መኾኒ ብወገኑ ኣብ ውሽጢ ሓምሳ ዓመት ርኢናዮ ዘይንፈልጥ ምህርቲ ንዋጋ እኽሊ ቁልቁል ኣውሪዱዎ`ሎ ይብሉ.
ንምሉእ ዕላል ክልቲኦም ሓረስቶት ንምስማዕ ኣብቲ ተዳሊዩ ዘሎ ምልክት ድምጺ ጠውቑ