'ናታኒም' ኣብ መቐለ ሃይማኖታዊ በዓላት ዘፈፅም ውዳበ መንእሰያት
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ከተማ መቐለ ብገዛ ፍቓዶም ዝተወደቡ 150 መንኣሰይ ኣብታ ከተማ ዝርከባ ኣድባራት ወርሓውን ዓመታውን ዘካይደኦም በዓላት ብሰላምን ስርዓትን ንኽፍፀም ይመርሑን የተሓባብሩን።
Your browser doesn’t support HTML5