ኣቶ ዘርኡ ኣብ ሰናይ ስራሕ ሓገዝ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣዋፋሪን በዓል ሃብቲን ዝዀነ ኣቶ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ቅድሚ ሎሚ ኣብ በበይኑ ስራሓት ሓገዝ ክነጥፉ ጸኒሖም’ዮም። ድሕሪ ኲናት ትግራይ ኣቶ ዘርኡ ክሳብ 400 ሚልዮን ብር ብምውፋር፡ ሸውዓት ኣብያተ-ትምህርቲ ኣብ ምህናጽ ይርከቡ። እዞም ብዝገበሩዎ ሰናይ ስራሕ በበይኑ ናይ ክብሪ መዓርግ ዝረኸቡ ዜጋ፡ ክሳብ ክንድዚ ገንዘቦም ንምውፋይ ድርኺት ዝዀኖም ምኽንያት ብምግላጽ ምስ ድምጺ ኣመሪካ ዝነበሮም ጻንሒት ይጅምሩ።