ዋሽንግተን —
ኤርትራዊት ድምጻዊት ኤልሳ ኢዳነ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ `ኦዳ ኣዋርድስ` ብልጽቲ ደራፊት ተባሂል ተሸሊማ`ላ። እቲ ንዝተፈላለዩ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ኣፍልጦ ዝህብ ዓመታዊ ፕሮግራም፡ ካብ ሸሞንተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ንዝተዋጽኡ ስነ-ጥበባውያን ሸሊሙ`ሎ።ንኤልሳ ኪዳነን ነቲ መደብ ዘዳለወት በሻቱ ቶላማርያምን ኣዘራሪብናየን ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5
ኤርትራዊት ድምጻዊት ኤልሳ ኪዳነ ተሸላሚት "ኦዳ" ኮይና