ኤርትራዊት ተሓላቂት መሰላት ኤልሳ ጭሩም አድማ ምሕሳም ምግቢ ኣብ ጀኔቫ ትገብር'ላ።

Djibouti

ነባሪት ብሪጣንያ ዝኾነት ኤርትራዊት ተሓላቂት ሰብአዊ መሰላት ኤልሳ ጭሩም ካብ ትማሊ ጀሚራ'ያ ኣብ ጀኔቫ ኣብ ዝርከብ ኣፍ ደገ ኤምባሲ ጁቡቲ ነቲ አድማ ምሕሳም ምግቢ ተካይድ ዘላ።

ዕላማ'ቲ ምሕሳም ምግቢ ጁቡቲ ንዝሓዘቶም ሓተቲ ዑቁባ ኤርትራውያን ከም ዝኾነ ሓታቲ ዑቁባ ንክትሕዞም ንምሕታትን ዛጊድ ብሰንኪ ሕማቅ አተሓሕዛ ዝወረዶም ጉድአት ቆላሕታ ንኽረክብ ንምግባር'ዩ ክትብል'ውን
ገሊፃ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ።

Your browser doesn’t support HTML5

Elsa Chirum On Hanger Strike