ዋሽንግተን —
መረጽቲ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ኣብ ዝመጽእ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ንምስታፍ ዝተፈላለዩ መገድታት ኣለዎም። ብዙሓት ዲሞክራት ብናይ ፖስታ መልእኽቲ ድምፂ ክወሃብ ከም መስርሕ ተቐቢሎምዎ እዮም። መራሕቲ ፓርቲ ሪፓብሊካን ግን ሕጹይ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ሓዊሱ ኣብ 2024 ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ ንኹሉ ኣማራፂታት ምውሃብ ድምፂ ክጥቀምሉ ይምሕፀኑዎም ኣለው።
Your browser doesn’t support HTML5
ምውሃብ ድምጺ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ 2024