ግብጺ ንተቓወምቲ ኢትዮጵያ ከምዘይትድግፍ ፕረዚደንት አልሲሲ ገሊጾም

ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ አልሲሲ

ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ኣብዝካየድ ዘሎ ምንቅስቃስ ሃገሮም ንዝኾነ ይኹን ተቃዋሚ ደጊፋ ከምዘይትፈልጥ ናይ ግብጺ ፕረዚደንት ዓንደልፋታህ አልሲሲ አፍሊጦም።

ፕረዚደንት አል ሲሲ ንዓብይ ናይ ሃገሮም ቴሌቭዥን ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ሃገሮም ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝኾነ ውዲት ከምዘይትፍሕስ ተዛሪቦም ኣለዉ።

ናይ ኢትዮጵያ ፕረዚደንት ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ኣብ ቀረባ ኣብ ፓርላማ ሃገሮም ዘስምዕዎ መደረ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዘይምርግጋእ አተሓባቢሮምዮም ዝበልዎም ምጥቃሶም ይዝከር።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ግብጺ ንተቓወምቲ ኢትዮጵያ ከምዘይትድግፍ ፕረዚደንት አልሲሲ ገሊጾም