ካርቱም: ስሉሳዊ ዘተ ሚንስትራት ጉዳያት ወጻኢን ሃብቲ ማያት ኢትዮጵያ፥ግብጽን ሱዳንን
Your browser doesn’t support HTML5
ሚንስትራት ጉዳያት ወጻኢን ሃብቲ ማያት ኢትዮጵያ፥ግብጽን ሱዳንን ሎሚ ኣብ ከተማ ካርቱም ተራኺቦም: ተዘራሪቦም።
ኣብ ልዕሊ ግድብ ህዳሴ ዝካየድ ልዝብ ቅድሚ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ብዘይ ስምምዕ ካብ ዝቋረጽ ንደሓር በዚ መልክዕ ልዝብ ክካየድ ፈላማይ’ዩ።
Your browser doesn’t support HTML5