ኣዲስ አበባ —
ኣብ ኢትዮጵያ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ኢትዮጵያ (ኢዴፓ) ምስ ገዛኢ ፓርቲ ብዘካይዶ ዘሎ ልዝብ ብዝተሓሓዝ ኣብ ክልተ ከምዝተመቕለ ተሓቢሩ ኣሎ።
ሓደሽቲ ኣመራርሓ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ኢትዮጵያ(ኢዴፓ) ኢና ዝበሉ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ኣቦ መንበር ኢዴፓ ዶ/ር ጫነ ከበደን ካልኦት ተላዘብትን ንመርገጺ’ቲ ፓርቲ ብዘይምንጽብራቖም ካብ ሓላፍነቶም ኣውሪድናዮም ኣለና ይብሉ።
ዶ/ር ጫነ ከበደ ግን እቲ ኣኼባ ሕጋዊ ኣይኮነን ኣቦ መንበር ኢዴፓ ባዕለይ’የ ዘለኹ ክብሉ መልሲ ሂቦም።
Your browser doesn’t support HTML5
ኢዴፓ ምስ ገዛኢ ፓርቲ ኢትዮጵያ ብዘካይዶ ዘሎ ልዝብ ብዝተሓሓዝ ኣብ ክልተ ከምዝተመቕለ ተሓቢሩ