ዓፋር ክልል - ኢትዮጵያ —
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ጎቦታት ፈንታሌ ዶፋን የጋጥም ብዘሎ ተደጋጋሚ ምንቅጥቃት መሬት ተቃላዕቲ ዝኾኑ ኣስታት 54-ሽሕ ነበርቲ ዝተፈላለያ ቀበሌታት ካብ’ቲ ከባቢ ንክወጹ ከምዝተገበረ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ብሰንኪ’ቲ ሓደጋ 37 ኣብያተ ትምህርቲን 13 ትካላት ጥዕናን ከምዝዓነወ’ውን እቲ ሪፖርት ይሕብር።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ዘጋጠመ ተደጋጋሚ ምንቅጥቃጥ መሬትን ዝሰዓበ ዕንወትን