ሕጹያት ምርጫ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ቁጠባ ወፍሪ ምርጫ የካይዱ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ትሕቲ 50 መዓልታት ጥራይ ኣብ ዝተረፈሉ ሕፁያት ተወዳደርቲ ዶናልድ ትራፕን  ካመላ ሃሪስን ንቁጠባ'ታ ሃገር ዘሓይልሉ ፖሊስታት ከምዘለዎም ብምግላፅ ኣብተን ወሰንቲ ዝኾና ክፍላተ ግዝኣታት ኣብ ወፍሪ ምርጫ  ተዋፊሮም’ለዉ።