ወፍሪ ጎስጓስ ምርጫ ዶናልድ ትራምፕን ካመላ ሃሪስን - ሓደ ነቲ ሓደ የጥቅዕ

  • ዜና ቪኦኤ

ፕረዚደንታዊ ተወዳዳራይ ሪፑብሊካዊያን ሰልፊ ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕን ሕፅይቲ ፕረዚደንታዊ ተወዳዳሪት ዲሞክራሲያዊያን ሰልፊ ምክትል ፕረዚደንት ካመላ ሃሪስን ነቶም ኣብተን ወሰንቲ ክፍለተ ግዝኣታት ዝርከቡ ገና ዘይወሰኑ መረፅቲ ንምስሓብ ሓደ ነቲ ሓደ ኣብ ምጥቃዕ ተፀሚዶም’ለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ወፍሪ ጎስጓስ ምርጫ ዶናልድ ትራምፕን ካመላ ሃሪስን - ሓደ ነቲ ሓደ የጥቅዕ