ዋሽንግተን —
ቲም ዎልስ ምኽትል ፕረዚደንት ንምዃን መወዳድርቲ ካመላ ሃሪስ ቅድሚ ምዃኖም ኣመሓዳሪ ክፍለ ግዝኣት ሚኒሶታ ብምዃን ክልተ ግዜ ተመሪፆም።
ኣብ ወፍሪ ምርጫ ብዛዕባ እቲ ኣብ ኔበራስካ ዘሕለፉዎ ግዜ ንእስነቶም ይዛረቡ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሓደ ሕያዋይ ፖለቲከኛ ኣብ ገጠራት ኣመሪካ ክዕወት ይኽእል'ዶ?