ምርጫ ኣመሪካን መሰል ምንጻል ጥንሲን

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ላዕለዋይ ቤት-ፍርዲ ኣመሪካ ጉዳይ ምንፃል ጥንሲ ኣብ 2022 ናብ ስልጣን ክፍላተ-ግዝኣታት ካብ ዝመልሶ ንደሓር ዲሞክራሲያዊያን ንመሰል ምንፃል ጥንሲ ንምሕላው ተንቀሳቂሶም’ዮም። ሪፑብሊካዊያንን ከኣ ሃይማኖትን ሞራልን መሰረት ብምግባር ነቲ ከይዲ ንምቅያዱ ይሰርሑ ኣለው። እዚ ጉዳይ ምንፃል ጥንሲ ኣብ ናይዚ ዓመት’ዚ ምርጫ መረፅቲ ድምፆም ንኽህቡ ካብ ዘለዓዕሉ ጉዳያት ሓደ ኮይኑ’ሎ።