ሕጹያት ተወዳደርቲ ምርጫ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኣመሪካ ምርጫ ክካየድ ሰሙናት ኣብ ዝተረፈሉ  ክፍለ ግዝኣት ኣሪዞና ኣብ ናይ 2024 ፕረዚደንታዊ ምርጫ ወሳኒት  ዓውደ ግጥም እያ።  ክልቲኦም ተወዳደርቲ ምኽትል ፕረዚደንት ካማላ ሃሪስን ፕረዚደንት ነበር ዶናልድ ትራምፕን ኣብዛ ክፍለ ግዝኣት ምዕዋት ማለት ናብ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ ንምእታው ቀልፊ ተራ ኣለዋ።