ሆላንድ፡ ተማሃሮን ስደተኛታትን ናይ ምትሕንፋጽ መደብ ተተባብዕ
Your browser doesn’t support HTML5
ብሰንኪ ኣብ ከተማ ኣምስተርዳም ዘሎ ህጽረት ገዛውቲ ሆላንዳዊያን ተማሃሮ ብፍላይ ድማ ኣብ ቀረባ ጊዜ ካብ ዩኒቨርሲቲታት እታ ሃገር ዝተመረቑ ምስ ናብታ ሃገር ዝኣትው ስደተኛታት ንምንባር ይግደዱ።
እቶም ተማሃሮን ስደተኛታትን ኣብ ዝተዳለዎም መንበሪ ህንጻ ብሓባር ምንባር ኽክእሉ ይግደዱ። እዚ ሓድሽ መደብ ኣብ ከተማ ኣምስተርዳም ካብ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ ዝትግበር ዘሎ ኾይኑ ካልኦት ከተማታት እታ ሃገር’ውን ይኽተልኦ ኣለዋ።