ውሳነ ፓርላማ ሆላንድ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብዓይኒ ኽልተ ኤርትራዊያን

  • ገብረ ገብረመድህን

ውሳነ ፓርላማ ሆላንድ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብዓይኒ ኽልተ ኤርትራዊያን

Your browser doesn’t support HTML5

ፓርላማ ሆላንድ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘሕለፎ ውሳነ


ፓርላማ ሆላንድ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ንኤርትራ ዝምልከት ውሳነ ኣሕሊፉሎ።እዚ 11 ነጥብታት ዝሓዘ እማመ ኤርትራዊያን ንመንግስቲ ኤርትራ ብዛዕባ ዝኸፍሉዎ ክልተ ሚእታዊ ግብሪ፣ብዛዕባ ውሳነታት መርማሪ ኮሚሽን ሕቡራት መንግስታት፣ብዛዕባ ማሕበር መናእሰይ ህዝባዊ ግንባር ንዴሞክራስን ፍትሕን፣ ካልኦትን ኣሕሊፉሎ።

ኣብ ሆላንድ ነቲ ጉዳይ ብቐረባ ካብ ዝተከታተሉ ክልተ ኤርትራዊያን ጋዜጠኛ ሃብቶም ዮሃንስን መሰረት ባህልቢን ገሊኦም እዮም።

ንትሕዝቶን ትርጉምን እቲ ውሳነ መብርሂ ሂቦምና ኣለው።