ኣብ ኽልል ትግራይ ፀገም ማይ ንምፍታሕ ሕብረተሰብ ዝገብሮ ፃዕሪ

ወ/ሮ ለተሃይማኖት

ኣብ ትግራይ ሕብረተሰብ ፀገም ማይ ንምፍታሕ ኣብ ዘካይዶ ፃዕሪ ብዙሓት ዕንቅፋት የጓንፎ።

ኣብ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ኣግኣዚ ኣብ ሓደ ስድራ ብሕሱም ፀገም ማይ ዘጓነፈ ፀገም ንርአ።

ሓደ ሓረስታይ ዒላ ማይ እንትኹዕቱ ሸተት ኣቢልዎም ህይወቶም ስኢኖም፤ በዓልቲ እንድኦም እዚ ኹሉ ብሰንኪ ኣለሻ ማይ ዝተፈጠረ ፀገም እዩ ይብላ።

ስድራአን ዓርሰን ክመርሓ ከቢድ በይናዊ ሓላፍነት ዝተሰከማ እዘን ኣደ ሎሚ ኣብ ጥቓ ገዘአን ጉድጓድ ማይ ምስ ተዃዓተ ፀገምና ይቃለል ኣሎ ይብላ፤ ግርማይ ገብሩ ረኺቡ ኣዘራሪቡወን ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፀገም ማይን ሳዕቤኑን ዛንታ ሓደ ስድራ ኣብ ኽሊ ትግራይ