አዲስ አበባ፡ ኣብ ኣፍደገ መንበሪ ገዛ ኢትዮጵያዊ ኣክቲቪስት ጀውሃር መሃመድ ዝተኻየደ ተቓውሞ

Your browser doesn’t support HTML5

ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ደገፍቲ ኢትዮጵያዊ ኣክቲቪስት ጀውሃር መሃመድ ሎሚ ረቡዕ ኣብ ኣፍደገ መንበሪ ገዝኡ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ምክያዶም ተገሊጹ። ኮሚሽነር ኾሚሽን ፈደራል ፖሊስ ጀነራል እንደሻው ጣሰው ኣብ ልዕሊ ኣክቲቪስት ጀውሃር መሃመድ ብመንግስቲ ኮነ ብፖሊስ ዝተወስደ ስጉምቲ የለን ክብል ገሊጹ'ሎ። ዝርዝር ጸብጻብ ኣብ ናይ ሎሚ ፈነወ ተኸታተሉ።