ዶ/ር ኤደን ታረቀ፤ ን30 ዓመታት ኣብ ስርዓተ-ኣመጋግባን ኣከባቢን

Your browser doesn’t support HTML5

ዶ/ር ኤደን ታረቀ፤ ን30 ዓመታት ኣብ ስርዓተ-ኣመጋግባን ኣከባቢን

ንልዕሊ 30 ዓመታት ኣብ ስርዓተ-ኣመጋግባ ብግብሪን መጽናዕቲን ክትነጥፍ ዝጸንሐት ዶክተር ኤደን ታረቀ፡ ኣብቲ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ነሓሰ ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ፌስቲቫል ኤርትራ ስራሓታ ንምርኢት ኣቕሪባ ነይራ።

ዶክተር ኤደን ኣብቲ ብትግርኛ “ሓኖኽ” ዝብል መጸውዒ ስም ዝሃበቶ ስርዓተ ኣመጋግባን ዘለዋ ሓሳባት ኣካፊላ ኣላ።