ክልተ ኤርትራዊያን ምሁራት ብዛዕባ ሃገራዊ ዕርቒ አልዒሎም ይዘራረቡ -2ይ ክፋል

ኣብ ምውዳእ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር፡ ንኹሎም ፖለቲካዊ ተዋሳእቲ ኤርትራ ናብ ሓደ ንምምጻእ ዝዓለመ ሓደ ጉባኤ ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ተኻይዱ ኔሩ።

ኣብ`ቲ መድረኽ፡ ብዛዕባ ሃገራዊ ዕርቂ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ዘቕረበ ዶ/ር ዓወት ወልደሚካኤልን፡ ኣብ ማሕበረሰብ ልምዓት ሃገራት ደቡባዊ ኣፍሪቃ /ሳድክ/ ኣማኻሪ ሰላምን ልምዓትን ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀልን፡ ብዛዕባ ሃገራዊ ዕርቂ ሓሳቦም ክህቡ ዓዲምናዮም ኣለና።

ዝሓለፈ ሰሉስ ቀዳማይ ክፋል ኣቕሪብና ኔርና፡ ንሎሚ ካብ`ቲ ደው ዘበልናዮ ክንቅጽል ኢና-

Your browser doesn’t support HTML5

Dr. Awet and Dr. Adane