ጽንብል ድርብ በዓላት

  • ገብረ ገብረመድህን

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ሃይማኖታዊ በዓላት ብኣቆጻጽራ ግእዝን ግሪጎራን ዓውደ-ኣዋርሕ ንዘኽብሩ ማሕበረሰብ ድርብ'ዩ። ኣብ ኣመሪካ ክልተ ጊዜ ንሓደ ሃይማኖታዊ በዓል ካብ ዘኽብሩ ስድራቤታት ክልተ ንጀምበር መድሃኔን ሄለን ደባስን ንወግዒን ባህልን እዚ ጽንብላት ብዝምልከት ተመክሮኣን ከኻፍላ ኣዘራሪብናየየን ኣለና።