ዋሽንግተን —
ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዝተኻየደን ክሳብ ረቡዕ ወጋሕታ ዝቐጸለን ምቝጻር ድምጺ መበል 45 ፕረዚደንት ኣመሪካ ዝነበሩ ዶናልድ ትራምፕ ንሕጽይቲ ሰልፊ ደሞክራሲያውያን ካማላ ሃሪስ ብምስዓር ዕዉት መበል 47 ፕረዚደንት ኰይኖም ኣለዉ። ትራምፕ ኣብ ዝነብርሉን ድምጾም’ውን ዝሃቡሉን ክፍለ-ሃገር ፍሎሪዳ ኰይኖም’ዮም ድሕሪ ዓወቶም ሓጺር ቃል ሂቦም።
Your browser doesn’t support HTML5
ቃል ዓወት መበል 47 ምሩጽ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ