ጅቡቲን ሱማሊያን ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ተሓታትነት ንክህሉ ናይ ውሳነ ሓሳብ ኣቕሪበን

ጅቡቲን ሱማሊያን ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ተሓታትነት ንክህሉ ናብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት መንግስታት ናይ ውሳነ ሓሳብ ወይ ረቂቕ ኣቕሪበን።

ክልቲአን ሃገራት ሕቡራት መንግስታት ዝመዘዞ መርማሪ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ንዘቕረቦ ፀብፃብ ብምንኣድ ሓደ ሓደ መራሕቲ ኤርትራ ብዓለምለኸ ቤት ፍርዲ ገበን ወይ እውን ብካልኦት መገባእያታት ንክኽሰሱ ዘቕረቦ ሓሳብ ብምውሳነ ንድግፎ ኢለን ኣለዋ።

Your browser doesn’t support HTML5

ጅቡቲን ሱማሊያን ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ናይ ውሳነ ሓሳብ ወይ ረቂቕ ኣቕሪበን